Month: November 2018
ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ክነጻጸር ኸሎ ጽኑዕ ሕግታት ልቓሕን ተጣራጣርነት ዓደግትን፡ ንኲነታት መሸጣ ኣባይቲ ኣጸጋሚ ከም ዝገበሮ...
መራሒ ሶሻል ደሞክራት ስቴፋን ሎፍቨን ዝቕጽል ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ይኹን ዶ ኣይኹን ንምውሳን ሓገግቲ ኣካላት ድምጺ ከም...
ናብ ኡጋንዳ ዝኣትው ዘለው ኤርትራውያን ሓደስቲ ስደተኛታት ክፈልጥዎምን ክህልውዎምን ዘገድሱ ሓበሬታታት ካብ መፋርቕ ናይ’ዚ ዓመት ጀሚሩ ልዑል...
ጉዳይ ፍልጥቲ የመናዊት ጋዜጠኛን ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰላትን ዓለም-ለኻዊ ኣቓልቦ እናሰሓበ ይመጽእ ኣሎ። ሰብ መዚ ስደተኛታት ሽወደን ናብ...
ትማል ምሸት ፖሊስ ናይታ ብብዝሒ ስደተኛታት ዝቕመጡላ ዞባ ኔቩሽ ጸብጻብ ገበን በጽሕዎም። ፖሊሰ ኣብቲ ገበን እተፈጸመሉ ቦታ ምስበጽሑ...
ኣብ ከባቢ ከተማ ቶክዮ ኣብ እትርከብ ሓንቲ ቁሸት፡ ዝተቖራረጸ ኣካላት ናይ ትሽዓተ ሰባት ኣብ ገዝኡ ዘጽንሐ ሰብኣይ...
ናይ ሃገሩን ቸልሲን ኩርዓት ዝኾነ ኣይቮርያዊ ንጉስ ኩዑሶ ኣግሪ ድየር ድሮግባ ጸወታ ደው ከብል ከምዝወሰነ ን ቢቢሲ...
ስቶክሆልም: ኣባል ዓቃባዊ ባይቶ ሓኒፍ ባሊ ምስ ተሌቪዥን ሽወደን ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ሽወደን ስደተኛታት ክትቅበል የብላን...