ኣብ መላእ ዓለም ቍጽሪ ናይቶም ብሕማም ኣእምሮ ዚሳቐዩ ይልዕል ኣሎ። ኣብ መንጎ 2010-2030 ዘሎ ግዜ፡ እዚ ጸገምዚ...
Month: October 2018
እቲ ቅድሚ ሰሙን ኣብ ማእከል ዮተብሪ ብኻራ እተወግአ ወዲ 20 ዓመት ዝኾነ ሰብኣይ ከም ዝዓረፈ ዮተቦሪ-ፖስተን ሓቢሩ።...
ናይ ኣፍሪቃ ብዕድመ ዝነኣሰ ቢልዮነር፡ መሓመድ ደዊይ፡ ኣብታ ናይ ታንዛንያ ዝዓበየት ከተማ ዳር ኤስ ሳላም ብዕጡቓት ሰባት...
ሓደ 50 ዝዕድመኡ ሰብኣይ ኣብ ውሽጢ ሸውዓተ ዓመት ንጓሉ ብውሑዱ 350 ግዜ ስለ እተጋሰሳ ኣብ ናይ ካርማሽ...
ቁጠባዊ በዓልስልጣን፡ ፖሊስን ቤትጽሕፈት ቀረጽን ሰሉስ ንግሆ ኣብ እተፈለለየ ቦታታት ሽወደን ፍተሻ ኣካዪዶም። ብዙሓት ሰባት ብናይ ቁጠባ...
ሰኔጋል ናይ መጀመርያ ኣፍሪቃዊት ሃገር ብሙኻን ን ውድድር ኦሎምፒክ መንእሰያት 2022 ንከተዳሉ ተሓጽያ። ቅድሚ ሕጂ ዝኾነ ዓይነት...
መጽሔት ፎርቢስ ኣብ ናይዚ ወርሒ ሕታማ ዝልዓለ ኣታዊ ዘለዎም ናይ ዚ ዓመት እዚ ስፖርታውያን እቶም ኣብ ኩዕሶ...
እምበኣር እቶም ሓጋይ እንፈቱስ ደስ ይበለና! ከመይሲ ካብ ሮቡዕ ኣትሒዙ እቲ ዋዒ ንኹላ ሃገር ኪሽፍና እዩ። እዚ...
ኣብ ዝመጽእ ዓመት፡ ኖርወይ 3000 ናይ ክዎታ (ሓንቲ ሃገር ክትቅበሎ ዘለዋ ምዱብ ብዝሒ) ስደተኛታት ክትቅበል እያ። እዚ...
ገዲም ሓለቃ ጋንታ ኢንግሊዛዊት ክለብ ቸልሲ ዝነበረ ጆን ቴሪ ዝሓለፍ ቀዳም ኣብ መበል 27 ዕድሚኡ ካብ ጸወታ...