ሂወት ማንይናይትድ ዘይማእምኦ ወዲ 25 ዓመት በልጂማዊ ኣጥቃዓይ ሮሜሉ ሉካኩ ናይ ኢጣልያዊት ክለብ ጁቬንቱስ ክሰጋግር ከምዝደሊ ገሊጹ።...
Month: October 2018
ሕጹይ ቀዳማይ ሚኒስተር ስቴፋን ሎቨን ዝኾነ ይኹን ሓድሽ ነገር ዝብሎ ብዛዕባ ምቓም እቲ ዝቅጽል መንግስቲ ከምዘየለ ሓቢሩ።...
ኣብ ማልመ እተሸጠ ናይ ፋላፈል መሓወስታ ካንሰር ዘምጽእ ባእታ ኣለዎ። እዚ ድማ ነተን ናይ ኤውሮጳዊ ሃገራት ተነጊሩወን...
ኣብ ኦስተርሱንድ እትርከቡ ተቐማጦ፡ ንማይ ቡምባ ቅድሚ ምስታይኩም ይኹን ወይ ኣብ ምግቢ ቅድሚ ምዝውታርኩም ኣፍልሑዎ። ነዚ መምርሕዚ...
ኣብ ሽወደን ሓድ ካብ ሚእቲ እዮም ብድኽነት ዚነብሩ – እዚ ድማ ኣብ ኤውሮጳ ዝተሓተ እዩ። ኣብ 2017...
ኣብዚ ዓምዲ፡ ዝተፈላለዩ እናኣስሓቑ ዝምህሩና ካርቱናት ክቐርቡ እዮም።
ኣብ ኤውሮጳ ሓያል ዝናምን ጸፍዕን ዕንወት ኣስዒቡ። ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፈረንሳ ብዝናብን ጸፍዕን ብውሑዱ 13 ሰባት ሞይቶም።...
ብጸጋምካ ተጎዓዝ፡ ብየማንካ ድማ ብሽግለታ ዘውር! ከምዚ ዝበለ ንጹር መምርሒ ኣብቲ መገዲ ስርዓት ከም ዚሰፍን ኪገብር እዩ።...
እቶም ኣብ ደቡብ ምዕራብ ናይጀርያ በቲ ምፍንጃር ቱቦ ነዳዲ ዝሞቱ ሰባት ቍጽሮም ክሳዕ 150 ደዪቡ ኣሎ። ሓደ...
ናይ ማሕበር ሰራሕተኛታት ኣቦመንበር ካርል ፐተር ቶርቫልድሶን፡ እቲ ስተፋን ሎፍቨን ምስ ሰንተርን ሊበራልን ኮይኑ ዚምስርቶ መንግስቲ ነቲ...