ሽወደናዊ ቀዪሕ መስቀል ብ 24 ግንቦት 1865 እዩ ተመስሪቱ፡፡ ናይ ሽወደን ኣዚዩ ዝዓበየ ወለንታዊ ውድብ ድማ እዩ።...
Month: October 2018
ቤት ጽሕፈት ሚግረሽን ብዘተኣታትዎ ናይ ኣሰራርሓ ኣገባብ መሰረት ጉዳይኩም ኣቅሪብኩም መልሲ ከይተዋሃበኩም ካብ ሽድሽተ ወርሒ እንተ ሓሊፉ...
ሽወደን ሓንቲ ደሞክራስያዊት ሃገር እያ። እዚ ማለት ድማ፤ ህዝቢ ነቶም ኣገደስቲ ውሳኔታት ክውስኑ ዚኽእሉ፤ ሰልፊታት ወይ ግለ-ሰባት...
ሓደ 38 ዓመት ዝዕድመኡ ሰብ ንግብረሽበራ ብምምዋሉ ተታሒዙ ኣሎ። እዚ ሰብ’ዚ ኣብቲ ኣብ ሶልና ወረዳዊ ፍርድቤት ዚካየድ...
ኣብ ኮንጎ ኪንሻሳ ዚርከቡ ሸፋቱ ኣብ ከተማ በኒ ብውሕዱ 11 ሰባት ቀቲሎም 15 ድማ ጨውዮም። እቲ ሬሳታት...
ኣብቲ ኣብ ታይዋን ዘጋጠመ ሓደጋ ባቡር፡ ብውሑዱ 18 ሰባት ኪሞቱ ኸለዉ፡ 160 ድማ ተጎዲኦም። 366 ሰባት ኣብታ...
እቲ ስዑዲ ዓረብ ንካሾጊ ዚምልከት ቅትለት ዝሃበቶ መግለጺ ኣብ ዓለም ተቐባልነት እናሰኣነ ይኸይድ ኣሎ። ክሳዕ መልሲ ዚርከብ...
ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ትራምፕ ነቲ ን30 ዓመታት ዘገልገለ ኣብ መንጎ ኣመሪካን ሩስያን እተገብረ ናይ ኑክሌራዊ ውዕል ከፍርሶ...
ናብ ዝኸበርካ ኣቦይ ሓደ ነገር ከይነገርኩኻ ሓሊፈ ነይረ፡ ንሱ ድማ ብዛዕባ ሕክምና እዩ። ኣብዚ ዓዲ ኣብ ጥዕና...
መራሕቲ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኤ.ሕ ገና ብዛዕባ ምምርቓሕ ስደተኛታት ኣይተሰማምዓን። ነዚ ጉዳይዚ ዚምልከት ኣብ ግብጺ ኪራኸባ ይሓስባ ኣለዋ።...