ናብቲ ተዋሳኢ ፊልም፡ ሮበርት ደ ኒሮን ናብ ምክትል ፕረሲደንት ነበር ጆ ቢደንን ተወሳኺ ተፈንጃሪ ነገራት ተላኢኹ። ክሳዕ...
Day: October 25, 2018
ኣብዚ ዓመት’ዚ እቲ ኣቆጻጽራ ሰዓታት ስዊድን ጥቅምቲ 28 ናብ ሰንበት ዘውግሕ ለይቲ ናብቲ ንቡር (standard) ኪምለስ እዩ።...
ኣብቲ ናብ ባራክ ኦባማን ናብ እንዳ ክሊንቶንን እተላእከ ፖስታ፡ ተተኳሲ ከም ዝነበረ ተሓቢሩ። ተመሳሳሊ ተተኳሲታት ናብቶም ምስ...
ሽወደናዊ ኣቀናባሪ ሙዚቃ ረይንቦው ራዮትስ፡ ፐተር ቫለንበርይን ብጾቱን ኣብ ኡጋንዳ ናይ መጀመርያ ማእከል ሕብረተጾታውያን ኪኽፍቱ መዲቦም ኣለዉ።...
ሮቡዕ ንግሆ ኣብቲ ገምገም ባሕሪ ማእከላይ ካሊክስ እተቖራረጸ ኣካላት ሰብ ተረኺቡ፡ ምርመራ ድማ ይካየደሉ ኣሎ። ኣብ መንጎ...