ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ዜና ዜና ገበን ፖሊስ ኣብ ከባቢ ቫስተራ ሓደ ኣዝዩ ሓደገኛ ናይ ገበን ጉጅለ ኣብ ቀይዲ ኣእትዮም!! Khaled Abdu July 21, 2019 Foto: Jessica Gow/TT መርበባት ገበነኛታት ንምእላይ ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕሪ ፖሊስ ቫስትራ ኣብ ተዂሲ ንእተዋፈሩ ጒጅለ ገበን ኣብ ምምርማር ከም ዝርከቡ ገሊጾም ኣለዉ። ብመሰረት እዚ ሓበሬታ ሓደ ካብ መርበባት እዚ ገበናዊ ጒጅለ ኣብ ከይዲ ፍርዳዊ መስርሕ ምህላዉን ዝተረፉ ድማ ኣብ ክትትል ኣለዉ። መብዛሕትኦም ካብዞም ጥርጡራት ካብ ቫስትራ ኮይኖም ኣብ ጫካ ብረታት ብምሕባእ ከም ዝኽሰሱ እቲ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። Continue Reading Previous: ዋሺንተን ብጒዳይ እሱር ራፐር ምክትል ሚኒስተር ጒዳያት ወጻኢ ናብ ሽወደን ልኢኻ!!Next: ኣብ ኣባይቲ ዝፍጸም ስርቂ ካብ 2001 ንደሓር ናብ ዝተሓተ ቊጽሪ ምውራዱ ተገሊጹ!! Related Stories ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024