ዜና ዜና ፐር ቦሉንድ ስልጣኑ ክሓድግ እዩ። Khaled Abdu June 16, 2023 Credit: Tim Aro/TT ሓምላይ ሰልፊ ኣብዚ ኣየት ኣብ ዝገብሮ ዓመታዊ ዋዕላኡ ዳግማይ ኣፈኛኡ ኮይኑ ክምረጽ ድሌት ከም ዘይብሉ ፐር ቦሉንድ ገሊጹ። ቦሉንድ ኣብ 2019 መላፍንቲ መራሒ ሓምላይ ሰልፊ ኮይኑ ተመሪጹ ኔሩ እዩ። ንሱ ቅድሚ ዝመጽእ ምርጫ ብኻልእ ክትካእ ከም ዝደሊ ን ጋዜጣ ዳገንስ ንሂተር ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ገሊጹ’ሎ። Continue Reading Previous: ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ 16-06-2023Next: ኣብ ደቡባዊ ገማግም ግሪኽ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ 100 ዝኾኑ ቆልዑ ተሳፊሮም ምንባሮም ተፈሊጡ። Related Stories ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024