ሃገራዊ ዜና ሕግን ሕብረተሰብን ውህደት ዜና ዜና ፖሎቲካ መስርሕ ፍርዲ ን ሰደተኛታት ጸቓናጸበ መርበብ ሓበሬታ ሽወደን ተናዊሑ!! Khaled Abdu June 20, 2019 Anders Wiklund/TT ውሳነ ፍርዲ መስራቲ መርበብ ሓበሬታ ” ስታንድ ፎር ሽወደን” ተናዊሑ። እዚ መርበብ ሓበሬታ ዓሌታዊ ትሕዝቶ ዘለዎም ጽሑፋን ንስደተኛታት ዘናሽዉ ርእይቶታትን ብምጽሓይ ዝፍለጥ ኮይኑ ነዚ ክሲ ክነጽጎ ምጽንሑ ተገሊጹ። ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ስደተኛታት ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን” ኣህባይ ” እዮም ” ኣስላን ካልኦት ዓሌትን ክጸንቱ እዮም ዘለዎም” ዝብል ጽሑፋት ምውጹኡን ይንገር። Continue Reading Previous: ሶልቨስቦርይ ልመና ዝኸልከለት ስልሰይቲ ምምሕዳር ሽወደን!!Next: ኣሜሪካ፡ ሰብ-ኣልቦ ነፋሪታ ብኢራን ከም ዝወደቐት ሓቢራ Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024