ዝሓለፈ ሰኑይ ኣብ ቱርክን ሰሜናዊ ሶርያን ብምኽንያት ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝወረደ ከቢድ ዕንወት ምኽንያት ብምግባር፡ ኣብ
ሽወደን ዝርከባ ውድባት፡ ምስሳን ማዕከን ሓገዝ ምጅማረን ተገሊጹ። ብፍላይ ድማ፡ ንእስ ዝበላ ብዙሓት ውድባት፡ ዓበይቲ
ውድባት ክበጽሕኦ ዘይክእላ ቦታታት ብምኻድ ንግዳያ ትክሕግዛ ከም ዝደልያ ገለጸን ኣለዋ።
"ብፍላይ እዚ ቦታ ምሉእ ብምሉእ ተረሲዑ እዩ ዘሎ" ክትብል ኣደመንበር “ማሕበር ምትሕግጋዝ ሽወደን-ሶርያ” ናድያ ኣልሓጅ
ኣተሓሳሲባ’ላ።