ቅድሚ ሓደ ዓመት ከምዚ ሎሚ፡ ሽወደን ኣብ ልዕሊ ሕማምኮቪድ ኣንቢራቶ ዝነበረት ሕጊታት እኳ እንተልዓለት፡ ኲሉ ናብቲቅድሚ ለበዳ ዝነበረ ንቡር ኲነታት ከም ዘይተመልሰ ተገሊጹ። ናይ ሰዓል ምልክታት ዘለዎም ሰባት ሕማም ምስትንፋስንዘይምትሕልላፍ፡ ካብ ቅድም ብዝለዓለ ኣብ ቤቶም ይውሰኑምህላዎም ተፈሊጡ።
ኣብ “ሳልግረንስካ ዩኒቨርሲቲ ሆስፒታል” ኣማኻሪ ኣሃዱ ለበዳፕሮፌሰር ማግኑስ ጊስለን፡ ን ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡“እዚ ንነዊሕ ዝቕጽል ኣይኮነን” ኢሉ’ሎ።