ሃገራዊ ዜና ሕግን ሕብረተሰብን ውህደት ዜና ጥዕና ደቂተባዕትዮ ኣብ ሃገራዊ ፕሮግራም ክታበት HPV ክካተቱ ይኽእሉ እዮም ተባሂሉ። Khaled Abdu April 8, 2019 Heiko Junge/NTB Scanpix/TT ህዩማን ፓፒሎቫ ቫይረስ HPV ምስቲ ሕማም ዘለዎ ሰብ ብዝግበር ኣካላዊ ምትንኻፍ ዝሓለፍ ሕማም ኮይኑ እንድሕሪ ዘይተሓኪሙ ናብ ዝተፈላለየ ዓይነታት ካንሰር ክምዕብል ይኽእል እዩ። ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ንመንግስቲ ኣብ ዘቕረቦ ገምጋም ወጻኢታት እዚ መድሃኒት ዋግኡ ተመጣጣኒ ምዃኑን ብመንገዲ ሃገራዊ ፕሮግራም ክታበት ክዕደል ከም ዝኽእልን ገሊጹ’ሎ። Continue Reading Previous: ኣመርካ ንሰውራዊ ሓለዋ ኢራን ግብረሽበራዊ ክትብል ትኸስስ።Next: ፖሊስ ሽወደን ወዲ 20 ዓመት መንእሰይ ብጥይት የቚስሉ። Related Stories ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ንእስራኤል የጠንቅቕ ዜና ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ንእስራኤል የጠንቅቕ October 16, 2024 ትራምፕ ምስ ፑቲን ብቴሌፎን ምዕላሉ ንዝቐረበሉ ሕቶ ይጎሲ ዜና ትራምፕ ምስ ፑቲን ብቴሌፎን ምዕላሉ ንዝቐረበሉ ሕቶ ይጎሲ October 16, 2024 ቁሸት ዩክሬይን ዳግማይ ንምህናጽ ሽወደን ገንዘባዊ ሓገዝ ተበርክት ዜና ቁሸት ዩክሬይን ዳግማይ ንምህናጽ ሽወደን ገንዘባዊ ሓገዝ ተበርክት October 16, 2024