ንዝቕጽል ኣዋርሕ ዝቐርባ ፊልምታት መነመን ምዃነን፡ ትካል ፊልም ሽወደን ኣብ ምጅማር እዚ ሰሙን ኣፍሊጡ። “ህዩማናይዜሽን” ካብዞም ኣብዚ ወርሒ ዝፍነዉ ፊልምታት ሓንቲ እያ። እዛ ፊልም ህጻን ወዳ ዝሞታ ኣደ፡ ኣብ ህይወት ሓድሽ ትርጒም ብዛዕባ ምርካባ እተዘንቱ እያ።
ነዛ ፊልም ቅድሚ ምቕዳሕ ምጅማርም ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ከም ዝደኸሙ ኮኾብ ተዋሳኢት እዛ ፊልም ሉዊ ራይም ገሊጻ’ላ።