ኣብ ሃገረ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣብዘን ዝመጻ ዘሎዋ ዓሰርተ ዓመታት፡ ብበንዚንን ናፍታን ዝንቀሳቐሳ መካይን ሙሉእ ብሙሉእ ካብ መስመራት ክእለያ ዘኽእል ሃገራዊ መደብ ከምዝተሓንጸጸ መንግስቲ እታ ሃገር ኣዉጁ፣ ብመሰረት እቲ ሓበሬታ እዚ መደብ ኣካል ናይቲ ምሕላዉ ከባቢ ዝተባህለ ፖሊሲ እታ ሃገር ምዃኑ ክፍለጥ ተኻኢሉ።