ዜና ዜና ውድድር ፍጻመ “ሜሎዲፈቲቫለን” ዝመጽእ ቀዳም ኣብስቶክሆልም ክካየድ እዩ። Khaled Abdu March 13, 2023 ዓብዪ ውድድር ፍጻመ “ሜሎዲፈቲቫለን” ዝመጽእ ቀዳም ኣብስቶክሆልም ክካየድ እዩ። ተዓዋታይ እዚ ውድድር ከኣ ኣብዝመጽእ ግንቦት ኣብ ሊቨርፑል ኣብ ዝካየድ ውድድር“ዩሮቪዥን” ክሳተፍ እዩ። ኣብ 2012 “ዩፎርያ” ብዘርእስታ ደርፋእተዓወተት ሎሪን “እዚ ውድድር ብዙሕ ጥንቃቐ ዝሓትት እዩ፡ ኣዝየ ብዲሲፕሊን ስለ እተወዳደርኩ እየ ተዓዊተ” ክትብል ምስሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝገበረቶ ጻንሖት ገሊጻ’ላ። Continue Reading Previous: ተዋሳኣይ ካይም ቶፖል ዓሪፉ።Next: HM ኣብ ዞባ ሺንሻንግ–ቻይና–ብድጎማ ምስ ዝንቀሳቐስ ኲባንያ ብሓባር ይሰርሕ ምህላዉ ተፈሊጡ። Related Stories ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024