ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ሓደጋ ካብዝን ካብትን ውህደት ዜና ከተማ ዮንሾፒን፡ ብዘይ ውዑይ ማይን መውዓይ ገዛውትን Khaled Abdu October 19, 2020 ሎሚ ሰኑይ ንግሆ ብሰንኪ ኣብ መደበር ፖምፓ ብዘጋጠመ ብልሽት፡ ኣብ ከተማ ዮንሾፒን ዝርከብ ኣገልግሎት ውዑይ ማይን መውዓይ ገዛውትን ኣቋሪጹ ከምዘሎ፡ ብሰንኪ’ዚ ድማ ኣስታት 30 ሽሕ ዝኾኑ ተቐማጦ’ታ ከተማ ተጸልዮም ምህላዎም መርበብ ሓበሬታ ተተ (TT) ኣቃሊሑ። እቲ ብልሽት ኣብ ሰዓታት ወጋሕታ ከምዘጋጠመን፡ ንምጽጋኑ ድማ ሰዓታት ክወስድ ከምዝኽእል ተሓቢሩ። Continue Reading Previous: ክሳራታት ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያ SL ዓቢ ክኸውን ከምዝኽእል ገምጋማት ይሕብሩNext: 40% ካብቶም ሓደስቲ ናብ ሽወደን ዝመጹ መንእሰያት ናይ ድቃስን ኣትክሮን ጸገማት ኣለዎም Related Stories ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024