ኤጀንሲ ስደተኛታት፡ ኣብ ሽወደን ትምህርቶም ዝከታተሉኣህጒራውያን ተመሃሮ ምስ ፍቓድ መንበሪ ብዝተሓሓዝዝፍጽምዎ ዘይሕጋዊ ተግባራት ንምውጋድ፡ ምስ ዩኒቨርሲታትሽወደን ብምትሕብባር ክሰርሕ ከም ዝደሊ ገሊጹ። ምስዚብዝተሓሓዘ፡ ዩኒቨርሲቲ ሊንዬስ ኣብዚ ኣየት ድሕሪ ዝቐረበሉነቐፌታዊ ጸብጻብ፡ ን ተመሃሮ ናብ ሽወደን ቅድሚ ምእታዎምብ “ኦንላይን” ቃለመሕትት ክገብረሎም ወሲኑ’ሎ።.
ኣህጒራውያን ተመሃሮ ኣብ ዩኒቨርሲታት ሽወደን ንኽኣትዉ ናይእንግሊዝኛ መርመራ ከም ረቛሒ ክወስዱ ይግባኦም ዶ ኣይግባኦምን ዝብል ሕቶ እውን ንገምጋም ቀሪቡ ምህላዉ—ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ።