*ኣብ ዝሓለፈ ምዕራፍ ህይወትና እንተደኣ ኴንና ነዕነኒ ዘለና፡ ንዝቕጽል ምዕራፍ ህይወትና ክንጅምሮ ኣይንኽእልን ኢና።
* ፍቕርናን ዝምድናናን ልክዕ ከምቲ ካቲም ቃልኪዳንና ከቢብ ክኸውን ኣለዎ። መጀመርታን መወዳእታን ዘይብሉ።
* ቋንቋ ፍቕርን ምሕዝነትን ቃላት ዘይኰነ ትርጕም እዩ።
* ንዓይንና ከነዐሽዎ ንኽእል ኢና። ንልብና ግን ፍጹም።
* መጻኢና ኣብ ሕሉፍ ካልኦት ሰባት ተሞርኲሱ ክስራሕ ፍጹም ኣይነፍቅድ።
* እንሓንሳእ ክሳዕ ንእንደልዮ ነገር ክንረክብ ዝሃለወ ህንጡይነት ይሃልወና፡ ክንጽበ ጥራይ እዩ ዘለና።