ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ካብዝን ካብትን ዜና ኣዝዩ ብዙሕ ዕሹግ ኣቕሑ ካብ ቻይና ናብ ሽወደን ይኣቱ!! Khaled Abdu June 11, 2019 Mads Claus Rasmussen/TT ምስ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝነበረ ዝወዳደር እኳ እንተዘይኮነ ካብ ቻይና ናብ ሽወደን ዝኣቱ ኣቕሑ ምውሳኹ ተገሊጹ። ሓላፊ ኣገልግሎት ዓማዊል ምስ ሬድዮ Ekot ኣብ ዝገበሮ ዕላል”ካብ ቻይና ዝኣቱ ኣቕሑ ወሲኹ” ኢሉ’ሎ። ካብ ቻይና ዝኣቱ ኣቕሑ ብዝሕ ዝበለ ቀረጽ ስለዝጸዓኑ ብተዛማዲ ክብር ዝበሉ ምዃኖም እቲ ሓበሬታ ብተወሳኺ ይገልጽ። Continue Reading Previous: 53 ሚእታዊት ስደተኛታት ሽወደናዊ ዜግነት ምሓዞም ሕቡናት ምኻኖም ገሊጾም!!Next: Swedish News on Tigrigna – ዜናታት ሽወደን ብትግርኛ 11 ሰነ 2019 Related Stories ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024 ልዝብ ምፍናው ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ኣብ መወዳእታኡ ይበጽሕ ዜና ልዝብ ምፍናው ሰራሕተኛታት ኖርዝቮልት ኣብ መወዳእታኡ ይበጽሕ October 21, 2024 ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ሽወደን ዝቐተለ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ዓመቱ ይመልእ ዜና ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ሽወደን ዝቐተለ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ዓመቱ ይመልእ October 21, 2024