ኣብ ዝሓለፈ ነሓሰ ኣብ ጃርቬ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ኤርትራ፥ ኣብ መንጎ ደገፍቲ መንግስቲን ነቲ መንግስቲ
ዝቃወሙ ሰባትን ብዘጋጠመ ገነጻዊ ዕግርግር ብዝተሓሓዝ፥ ሓደ ሰብኣይ ን 18 ኣዋርሕ ክእሰር ከም እተፈርደ ሬድዮ ሽወደን
ጸብጺባ። እዚ ሰብኣይ እዚ ፍርዲ ዝተዋህበሉ ምኽንያት ንኻልእ ሰብ ብጣውላ ብምህራሙ እዩ።
እቲ ሰብኣይ ነቲ ገበን ኣይወዓልክዎም ክብል ነቲ ክሲ ናይ እምነት ክሕደት ቃሉ ሂቡ’ሎ።