ዜና ዜና ኣብ ደቡባዊ ስቶክሆልም ሓደ ሰብኣይ ተቐቲሉ። Khaled Abdu March 6, 2023 Credit: Johan Nilsson/TT ትማል ምሸት ኣብ “ቦቲርካ” ደቡባዊ ስቶክሆልም 50ታት ዝዕድሜኡ ሰብኣይ ብጥይት ተቐቲሉ። ንሱ ኣብ ከባቢ ቱሊንግ ኣብ ዝርከብ መንበሪኡ እናሃለወ እዩ ናይ ጥይት መጥቃዕቲ ዝተገብረሉ። እቲ ተዂሲ ክግበር እንከሎ ብዙሓት ሰባት ኣብቲ ቦታ እኳ እንተነበሩ ማንም ካልእ ዝተጎድአ የለን—ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ሸወደን። Continue Reading Previous: ዝጠፍኡ ኣናህብ ናብ ሽወደን ይምለሱ’ለዉ።Next: ኤሪክሰን 2.2 ቢልዮን ክሮና መቕጻዕቲ ክኸፍል እዩ። Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024