ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ስፖርት ስፖርት ዜና ዜና ኣብ ከተማ ማልሞ ንዛላታን ኢቭራሂሞቪች ሓወልቲ ይስርሓሉ!! Khaled Abdu October 3, 2019 ብማሕበር ኩዑሶ እግሪ ሽወደን ንምምሕዳር ከተማ ዝተዋህበ ህያብ ሓወልቲ ህቡብ ሽወደናዊ ተጻዋታይ ዝኾነ ዝላታን ኢብራሂሞቪች ኣብ ዝቕጽል ሰሙን ዕለት 8/10/2019 ኣብ ከተማ ማልሞ ክቀውም እዩ። ዝላታትን ኢንራሂሞቪች ዝርከቦም ካልኦት ህቡባት ስፖርተኛታትን ውሩያት ሰባትን ኣፍቀርቱን ኣብቲ መዓልቲ ክርከቡ ከም ዝኽእሉ ይእመት። Continue Reading Previous: ዓመታዊ ኣታዊታት ናይ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ኣብ ሽወደን ክንደይ እዩ?Next: ኣገልግሎት ቤት ማእሰርትታት ሽወደን ብሕጽረት ብቑዓት መማህራን ከምዘጋጠሞ ሓቢሩ። Related Stories ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ንእስራኤል የጠንቅቕ ዜና ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ንእስራኤል የጠንቅቕ October 16, 2024 ትራምፕ ምስ ፑቲን ብቴሌፎን ምዕላሉ ንዝቐረበሉ ሕቶ ይጎሲ ዜና ትራምፕ ምስ ፑቲን ብቴሌፎን ምዕላሉ ንዝቐረበሉ ሕቶ ይጎሲ October 16, 2024 ቁሸት ዩክሬይን ዳግማይ ንምህናጽ ሽወደን ገንዘባዊ ሓገዝ ተበርክት ዜና ቁሸት ዩክሬይን ዳግማይ ንምህናጽ ሽወደን ገንዘባዊ ሓገዝ ተበርክት October 16, 2024