ዜና ዜና ኣብ ከባቢታት ስቶክሆልም ጎነጽ ብብዝሒ ምቕጻሉ ተገሊጹ። Khaled Abdu January 6, 2023 ትማል ሓሙስ ኣብ “ፋስርታ ስትራንድ” ኣብ ሓደ ህንጻ መንበሪ ምፍንጃር ከም ዘጋጠመ ተገሊጹ። እቲ ምፍንጃር ኣብ ሰዓታት ንግሆ እዩ ኣጋጢሙ። በቲ ሓደጋ ሓደ ሰብ ክመውት እንከሎ፡ ኣብ “ጆርድብሮ” ብረቡዕ ብዘጋጠመ ናይ ብረት መጥቃዕቲ ሓደ ካልእ ሰብ መጒዳእቲ ኣጋጢምዎ’ሎ። እዚ ፍጻመ፡ ኣብቲ ከባቢ ብብዝሒ ይረአ ምስ ዘሎ ጎነጽ ምትእስሳር ኣለዎ ኢሎም ከም ዝኣምኑ፡ ፖሊስ ገሊጾም ኣለዉ። Continue Reading Previous: ካብ ቻይና ናብ ሽወደን ዝኣትዉ ካብ ሕማም ኮቪድ ሕማም ናጻ ምዃኖም ዘርኢ ወረቐት ምስክር ክሕተቱ እዮም።Next: ዜና መጽሄት/ News Magazine Related Stories ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ሽወደን ዝቐተለ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ዓመቱ ይመልእ ዜና ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ሽወደን ዝቐተለ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ዓመቱ ይመልእ October 21, 2024 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ንእስራኤል የጠንቅቕ ዜና ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ንእስራኤል የጠንቅቕ October 16, 2024 ትራምፕ ምስ ፑቲን ብቴሌፎን ምዕላሉ ንዝቐረበሉ ሕቶ ይጎሲ ዜና ትራምፕ ምስ ፑቲን ብቴሌፎን ምዕላሉ ንዝቐረበሉ ሕቶ ይጎሲ October 16, 2024