ብመሰረት ቆንስል ብራ ምኽንያት እዚ ምንቊልቋል እኳ እንተዘይተፈልጠ ሰባት ኣብ ቤቶም ናይ ሓለዋ ኣላርም ክጥቀሙ ምጅማሮም ግና ኣብቲ ጸብጻብ ኣስሚሮምሉ ኣለዉ። “ብዙሓት ማሕበራዊ ምክትታላትን ምጥቋም ሰረቕትን ብሰፊሑ ቀጺሉ’ሎ።
ብዘይካዚ ኣብ ኣባይቲ ዘሎ ንቕሓት ጒሕልነት ምዕባዩ’ውን ተመልኪቱ’ሎ። መብዛሕትኦም ስርቂ ኣባይቲ ኣብቲ ዝጸልመተ ወቕቲን ዋዜማ ኣውዳኣመትን ከም ዝኽሰቱ እቲ ጸብጻብ ኣመልኪቱ።