ዜና ኣብ ስቨንስካ ሓደ ኮተቴ ብጥይት ተቐቲሉ። Khaled Abdu October 27, 2022 ዝሓለፈ ሰሉስ ምሸት ኣብ ከተማ ስቨንስካ ወዲ 16 ዓመት ኮተቴኣብ መንገዲ ብሽክለታ ብብርቱዕ ቆሲሉ ከም አተረኽበን፡ ፖሊስእታ ከተማ ወፍሪ መርመራ እዚ ወንጀል ጀሚሮም ምህላዎምንሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። እቲ ኮተቴ ናብ ሆስፒታል ድሕሪ ምብጽሑ ምሟቱ እታ ሬድዮወሲኻ ጸብጺባ’ላ። Continue Reading Previous: ኣብ ስቨንስካ ሓደ ኮተቴ ብጥይት ተቐቲሉ።Next: መንገዲ ኣየር ስካንዲናቭያ ነቲ ብ ኤጀንሲ ሸመትቲ ሽወደን ዝቐረበሉ ነቐፌታ መልሲ ሂቡ። Related Stories ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024