ሃገራዊ ዜና ኣህጉራዊ ዜና ዜና ዜና ዜና መጽሄት ዜና ቀዳመ ሰንበት ኣብ መዓልቲ ምርጫ ዝህሉ ነዊሕ መስርዕ ቊጽሪ መረጽቲ ክጸሉ እዩ ዝብል ሻቕላ ኣሎ ተባሂሉ። Khaled Abdu August 2, 2022 ኣብ ዝመጽእ 11 መስከረም ኣብ ዝካየድ ምርጫ ሽወደን፡ ንውሕ ዝበለ መስርዕ መረጽቲ ክህሉ ከም ዝኽእል ተገሊጹ። ብምኽንያት እዚ ነዊሕን ብተዛማዲ ንውሕ ዝበለ ግዜ ዝወስድ መስርዕን፡ ገለ ሰባት ካብ ተሳትፎ ምርጫ ክቦኽሩ ከም ዝኽእሉ፡ በዚ ድማ ቊጽሪ መረጽቲ ንኽጎድል ምኽንያት ክኸውን ከም ዝኽእል፡ ኣብ በዓል-መዚ ኮሚተ ምርጫ ስቶክሆልም ኤቫ ደበልስ ገሊጻ’ላ። Continue Reading Previous: ኪንግ ሄራልድ፡ ኣብ ውድድር ጃላቡ ዓለም ኣብ ቀዳሞት ዓሰርተ ተዓወትቲ ተሰሪዑ።Next: ኮኾብ ዘላላይ ዘንጊ ዱፕላንቲስ ኣብ ዓዱ ብሊቃ ኣመሪቑ። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024