ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ዜና ዜና ጥዕና ኣብ ሆስፒታል ሕማም ንፍዮ ተረኺቡ ተባሂሉ!! Khaled Abdu August 1, 2019 ኣብ ስቶክሆልም ካሮሊንክሳ ሆስፒታል ብርክት ዝበሉ ሰባት ብንፍዮ ተታሒዞም ከይኮኑ ፍርሂ ምህላዉ ተገሊጹ። ላዕለዋይ በዓልመዚ ኣቲ ሆስፒታክ ቦ ኣለበርትሰን እቲ ሕማም ከየስፋሕፍሕ ኩሉ ዝከኣሎም ይገብሩ ምህላዎም ገሊጹ’ሎ፡ ቫይረስ ንፍዮ ሕማም እዝኒ፡ ሳይነስን ካልእ ናይ ጥዕና ምትሕልላኽን ክፈጥር ይኽእል’ዩ ክብሉ ክኢላታት ጥዕና የመልክቱ። Continue Reading Previous: ቃንዛ ርእሲ እንታይ ማለት ኢዩ ?Next: ኢንሹራንስ(ፎርሸክሪንግካሳ) ንቖልዑ ዝግብሮ ወጻኢታት ከምዝውስኽ ሓቢሩ!! Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024