ዜና ዜና ኣልሜዳለን ሰሙን ፖለቲካን ሰሚናራትን ኣብ ቪስቢ ይጅምር Khaled Abdu June 28, 2023 Credit: Anders Wiklund/TT ዓመታዊ ዝካየድ ፖለቲካዊ መደብ “ኣልሜዳል ስቨካን”፡ ሎሚ ኣብ ቪስቢ ኣብ ደሴት ጎትላንድ ተጀሚሩ። ናይ ሎሚ ዓመት ምትእኽኻብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ማእኸል ከተማ ብዝተፈፀመ ቅትለት ኣጸቢቑ ተጸልዩ’ሎ። ኣብዚ ዓመት ኣብ ልዕሊ እቲ ፍጻመ ዝኾነ ኣስጋኢ ኲነታት ከም ዘይህሉ ኲሉ ዝከኣል ጌሮም ምህላዎም ፖሊስን ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን “ሳፖ” ን ገሊጾም ኣለዉ። Continue Reading Previous: ኣባልነት ሽወደን ኣብ ኔቶ ንምቅልጣፍ ዝመጽእ ሰሙን ተወሳኺ ኣኼባ ይዳሎ።Next: ኮተቴ ገበናት ክፍጽሙ ዘዋፈረ ሰብ ተፈሪዱ። Related Stories ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024