ኢንዱስትሪታት ከርሲ ገረብን ወረቐትን ሽወደንን ፊንላንድን፡ ዝለዓለ መኽሰብ ይረኽባ ምህላወን ውድብ እዞም ኢንዱስትሪታት
“ስኮጊንዱስትርዬር” ገሊጹ።
ናይ ባዕለን ጸዓት ዘፍርያ ኲባንያታት፡ ምስተን ኣብታ ኣህጒር ዝርከባ ገዚፍ ጸዓት ኤለትሪክን ጋዝን ዘህልኻ ኲባንያታት እንክወዳደራ
ብልጫ ከም ዘለወን ዝገለጸ ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን፡ ምሕሳር ባጤራ ሽወደን “ክሮና” ን ሰደድ ሽወደን ኣርባሒ ኮይኑ ምህላዉ
ወሲኹ ኣመልኪቱ’ሎ።