ኣብ ቆልዑን ስድራቤትን ዝግበር ወጻኢ መንግስቲ 97 ቢልዮን ክሮነር ክበጽሕ እዩ ተባሂሉ። ብመሰረት ጸብጻባት ፎርሳክሪንግስካሳን ኣብ ናይ ወለዲ ካሽ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዓመታዊ ክፍሊትን ወጻኢታትን ኣጸቢቑ ክውስኽን ከምኡ ኢሉ ዝቕጽልን እዩ። ብመሰረት እቲ ፋውንፌሽን ምኽንያት እዚ ወሰኽ ኣብ ክሊ ኩሉ ዕድመ ዝርከብጅ ቈልዑ ምውሳኾም እዩ ተባሂሉ፡ ኣብዚ ዓመት በዚ ትካል ዝግበር ዘሎ ምክፍፋል ኣዝዩ ኣዕጋቢ ምንባሩ ዝፍለጥ ኮይኑ ይንገረሉ እዩ።