ን ሕጊ ተሓዳሲ ምንጪ ኣመልኪቱ ብ ኣውሮጳዊ ሕብረትዝግበር ልዝብ ሽወደን ከም ፕረሲደንት “ቆንስል ኣውሮጳዊሕብረት” ኮይና ትመርሖ ኣላ።
ኣብዚ እቲ ወሳኒ ሕቶ ካብ ዝቚረጹ ኣግራብ ዝርከብ ጎሓፍከም ቀጻልነት ዘለዎ ንጥረ-ነገር “ተሓዳሲ ምንጪ ጸዓት” ጌርካክውሰድ ይኽእልዶ ዝብል እዩ።
ተመራማሪን ነጣፊን ክሊማዊ ጒዳያትን ዳቪድ ስፖኤል ግና“ኣብ ሓቀኛ ጫካ ዝኾነ ከም ጎሓፍ ክቚጸር ዝኽእል ነገርየለን” ዝብል ምጒት ኣቕሪቡ’ሎ።