ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ዜና ዜና ትካል ኢች ኤም (H&M) ዘይተደነ መክሰብ ይግሕጥ!! Khaled Abdu June 19, 2019 ልዑል መሸጣ ክዳውንቲ H&M ዓመታዊ ኣታዊኡ ኣብ ዝገብሮ ገምጋም ኣትራፊ ሙኻኑ ተሓባሩ። ኣብ ራብዓይ ፊስካላዊ ዓመት መሸጣ ክዳውንቲ H&M ካብ 11 ናብ 57. 1 ቢልዮን ክሮነር ክብ ምባሉ ተገሊጹ። እዚ ዝተባህለ ብመሰረት እቲ ኲባንያ ዘውጽኦ ጸብጻብ እዩ። መሸጣ እዚ ኲባንያ ተንተንቲ ንዝሃብዎ ገምጋም ብምሕላፍ ኣብዚ ወቕቲ ናብ 57.1 ቢልዮን ክሮነር ምብጽሑ ኸኣ ተገሊጹ’ሎ። Continue Reading Previous: ኣብ ምቅላስ ምልዋጥ ክሊማ ኣፕሳላ ዝበለጸት ከተማ ተባሂላ!!Next: ኣብ ሽወደን ቊጽሪ ጥሩፋት ብርኡይ ወሲኹ ተባሂሉ!! Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024