ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ስራሕን ቁጠባን ውህደት ዜና ዜና ቴልያ ኣብ ርብዒ ዓመት ዝዓበየ እተባህለሉ ናይ 1.8 ቢልዮን ክሮና መኽሰብ ከም ዝረኸበ ተገሊጹ። Khaled Abdu February 2, 2020 ቴልያ ተለኮም (Telia Telecom) ኣብ ርብዒ ዓመት 2019 እዩ ናይ 1.8 ቢልዮን ክሮና መኽሰብ ከም ዝረኸበ እዩ ዝግለጽ ዘሎ። እዚ መኽሰብ ምስቲ ኣብ 2018 ዝተረኽበ እንክነጻጸር ናይ 100 ሚልዮን ክሮና ክብታ ከም ዘርኣየ ድማ ተፈሊጡ። ዋና ኣካያዲ ክርስትያን ሌውጋ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ እዚ ኲባንያ ካብ ዝተጸበዮ ዝበለጸ መኽሰብ ክውስኽ ምኽኣሉ ኣረጋጊጹ’ሎ። Continue Reading Previous: መንግስቲ ንቫይረስ ኮሮና ከም ሓደ ስግኣት ሕብረተሰብ ጌሩ ምቕማጡ ተገሊጹ።Next: ሽወደን ኣብ ምትግባር ማዕርነት ጾታ ራብዓይ ደረጃ ክትስራዕ። Related Stories ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024