ሃገራዊ ዜና ኣህጉራዊ ዜና ዜና ዜና ዜና መጽሄት ዜና ቀዳመ ሰንበት ቪስቢ፡ ብቕትለት ሳይክያትሪስት አጠርጠረ ሰብኣይ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ። Khaled Abdu July 11, 2022 tingey-injury-law-firm-veNb0DDegzE-unsplash.jpg ኣብ ቪስቢ ኣልመዳሌን፡ ጨው ቀትሪ ሳይክያቲስት ዝቐተለ ሰብኣይ፡ ዝሓለፈ ዓርቢ ንግሆ ንብሕቱ ክእሰር ከም እተገብረ ተገሊጹ። እዚ 32 ዝዕድሜኡ ጥርጡር፡ ስነኣእምሮኣዊ ገምጋም ክግበረሉ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ግዳይ ቅትለት ዝኾነት ኢንግ-ማሪ ቬሰልግረን፡ ኣብ ሽወደን ፍልጥቲ ሳይክያትሪስት ምንባራን ገበነኛ ኮነ ኢሉ ከም ዝቐተላን፡ ኣኽባር ሕጊ ፔትራ ዮተል ገሊጻ’ላ—ብመሰረት ሬድዮ ሽወደን። Continue Reading Previous: ዒድ ኣል ኣድሓ ሙባረክNext: ሰራዊት፡ ካብ ገለ ሕጊታት ከባቢ ሕድገት ክግበረሎም ይደልዩ። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024