ዜና ብ ሓደጋ መኪና ሓሙሽተ ሰባት ሞይቶም Khaled Abdu August 23, 2023 Credit: Johan Nilsson/TT ብቕድሚ ትማሊ ሶኑይ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ መንጎ ስካራን ፋልሾፒንግን ሓንቲ ናይ ጒዕዞን ናይ ጽዕነት መካይን ብምግጫወን ሓሙሽተ ሰባት ሞይቶም። እቶም ዝሞቱ ሓሙሽተ ኩሎም ካብ 20 ክሳብ 45 ዓመት ዝዕድሚኦም ደቂ ተባዕትዮ እዮም ክብሉ ፖሊስ ሓቢሮም። መራሒ ናይታ ናይ ጽዕነት መኪና ቀሊል መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞ፥ ሬድዮ ሽወደን ፒ4 ስካራቦርግ ወሲኻ ጸብጺባ’ላ። ። Credit: Johan Nilsson/TT Continue Reading Previous: ሽወደናውያን ንዩክሬን ዝገብርዎ ወፈያታት ኣዝዩ የንቁልቊልNext: ዳኒኤል ስቶል ብምውርዋር ዲስክ መዳልያ ወርቂ ተሸሊሙ። Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024