ሃገራዊ ዜና ሕግን ሕብረተሰብን ቁጠባ ዜና ብዛዕባ ውሳነ ወለድ ማእከላይ ባንክ ሽወደን ዘይርጉጽነት ይነግስ Khaled Abdu November 23, 2023 ጽባሕ ሓሙስ ማእከላይ ባንክ ሽወደን “ሪክስባንክ” ኣብ ዝሓለፉ 18 ኣዋርሕ ካብ ዜሮ ናብ 4.0% ዝዓረገ ዋና ወለድ ዝምልከት ናይ መወዳእታ ውሳነኡ ከፍልጥ እዩ። ገለ ክኢላታት ስነ-ቑጠባ ተወሳኺ ናይ 0.25% ወሰኽ ክህሉ እዩ ዝብል ግምቶም ኣቐሚጦም ኣለዉ። ገለ ድማ እቲ ናይ መወዳእታ ጥርዚ ወሰኽ ስለዝተበጽሐ ዝኾነ ወሰኽ ኣይክህሉን እዩ ክብሉ ተሟጊቶም ኣለዉ። Continue Reading Previous: ውልቃዊ ሓገዝ ዝህባ ኩባንያታት ዓሎቕ ምክያድ ይቕጽላ ኣለዋ ተባሂሉNext: ሓተትቲ ዕቚባ “ቅንዕና ዝመልኦ ህይወት” ክነብሩ ጻውዒት ቀሪቡ። Related Stories ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” ዜና ሃሪስ–“ትራምፕ ፋሺስታዊ እዩ” October 28, 2024 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ ዜና ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ጀርመን ባርቦክ ካብ መዝነታ ክትወርድ ጻውዒት ቀሪቡ October 28, 2024 ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል ዜና ኖርወይ፥ ሞት ዘስዕብ ወቕዒ ልቢ ይጎድል October 28, 2024