ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ሓደጋ ካብዝን ካብትን ውህደት ዜና ብሰንኪ ዕልቕልቕ፡ መጓዓዝያ ባቡር፡ ኣቋሪጹ Khaled Abdu July 30, 2021 ኣብ መንጎ ስቶልዳለንን ሃለፎርስ ዘሎ መስመር መንገዲ ባቡር፡ ብሰንኪ ዕልቕልቕ ዘጋጠመ ስለ ዝተበላሸወ፡ ካብ ዮቶቦሪ ክሳብ ፋሉና ዝነበረ ምንቅስቓ ናይ ባቡር ኣቋሪጹ ከምዘሎ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ንጸብጻባት ሬድዮ ሽወደን ምርኩስ ብምግባር ሓቢሩ። እቲ ምቁራጽ ናይ ባቡር ጉዕዞ፡ ክሳብ ሎሚ ዓርቢ ሰዓት 3 ናይ ምሸት ክጸንሕ ከምዝኽእል እቲ ሬድዮ ሓቢሩ ኣሎ። Continue Reading Previous: ባይደን፡ መጥቃዕቲ ሳይበር ናብ ኲናት ክመርሕ ይኽእል እዩ ክብል ኣጠንቂቑNext: Harmony Media News 30/07/2021 Related Stories ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024 ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ ዜና ክሪስተርሾን ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ዝያዳ ጽኑዕ ፖሊሲ ክተኣታቶ ከም ዝደሊ ገሊጹ October 21, 2024