ዜና ዜና ብርቱዕ ውርጪ ናብ ሰሜን ገጹ ይቕጽል ኣሎ። Khaled Abdu March 9, 2023 Credit: Fredrik Sandberg /TT ኣብ ደቡባዊ ሽወደን ብሰንኪ ብርቱዕ ውርጪ ምቊራጽ ትራፊክ ከም ዘጋጠመ ተገሊጹ። በዚ ድማ ኣብ መንገዲ ዝወሃብ ዝነበረ ናይ ኣውቶቡስ ኣገልግሎት ንግዜኡ ደው ኢሉ’ሎ። ብፍላይ ድማ ትራፊክ ቫስትራ ጉትላንድ፡ ስካነ፡ ኦስተርጉትላንድ ን ስቶክሆልምን በዚ ተጸልየን ኣለዋ–ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን። Continue Reading Previous: ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ ረድዮ-09-03-2023Next: ትካላት ፋሽን ሃገራት ኖርዲክ ምስ ቻይናዊ ኣቕራቢ ዞባ ዢንዢያንግ ክሰርሓ ምጽንሐን ተፈሊጡ። Related Stories ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024