ዜና ዜና ብምኽንያት ሕማም “ሳልሞኔላ” 165 ሽሕ እንቋቚሖዘውድቓ ደርሁ ክሕረዳ ቦርድ ሕርሻ ሽወደን ኣዚዙ። Khaled Abdu January 5, 2023 ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ናይ 2022፡ ኣብ ሕርሻ ስማላንድሕማም “ሳልሞኔላ” ብምኽሳቱ፡ 165 ሽሕ እንቋቚሖ ዘውድቓደርሁ ክሕረዳ ቦርድ ሕርሻ ሽወደን ኣዚዙ። እዚ ሕርሻ ኣብሽወደን ካብ ዝርከባ ዝዓበያ መፍረይቲ እንቋቚሖ ኮይኑ፡ ሕጂክዕጾ ተጌሩ ምህላዉ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ። Continue Reading Previous: ናብ ሕክምና ዓይኒ ዝበጽሑ ቆልዑ ብቚጽሪ እናወሰኹ ይመጹ።Next: ብሰንኪ ብርቱዕ ውርጪን ንፋስን ባቡራት ማእከላይንደቡብን ሽወደን ን 24 ሰዓታት ስርሐን ደው ከብላ እየን። Related Stories ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ሽወደን ዝቐተለ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ዓመቱ ይመልእ ዜና ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ሽወደን ዝቐተለ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ ዓመቱ ይመልእ October 21, 2024 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ንእስራኤል የጠንቅቕ ዜና ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ንእስራኤል የጠንቅቕ October 16, 2024 ትራምፕ ምስ ፑቲን ብቴሌፎን ምዕላሉ ንዝቐረበሉ ሕቶ ይጎሲ ዜና ትራምፕ ምስ ፑቲን ብቴሌፎን ምዕላሉ ንዝቐረበሉ ሕቶ ይጎሲ October 16, 2024