ዜና ዜና ብመንግስቲ ዝውነና ኲባንያታት ሽወደን ብዙሕ ይኸስባ። Khaled Abdu May 17, 2023 Credit: ADAM IHSE / TT መኽሰብ ናይተን ብመንግስቲ ዝውነና ኲባንያታት ሽወደን፡ ኣብዚ ርብዒ ዓመት ብ 10% ምዕባዩ ተፈሊጡ። ብድምር እዘን ኲበንያታት 25.5 ቢልዮን ክሮና ረኺበን ኣለዋ– ክትብል ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ’ላ። ብመንግስቲ ዝውነን ኲባንያ ጸዓት ቫተንፋል ሓደ ካብዞም መኽሰቦም ዝወሰኹ ኲባንያታት ኮይኑ፥ መኽሰብ ኲባንያ ዕደና LKAB ግና ኣንቈልቊሉ’ሎ። Continue Reading Previous: ኣብ ምዕራባዊ ገማግም ሽወደን 100 ተርባይናት ንፋስ ክትከላ እየን።Next: ተመሃሮ ሽወደን ብዙሕ ሽግራት ከም ዘለዎም ተገሊጹ። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024