ብመስረት መጽሓፍ ዶክተር ኣለ ቡን ብምስታይ እዚ ዝስዕብ ጠቕምታት ከምዘለዎ ገሊጹ፣
1 =ዕቤት ጨጉርና የቀላጥፍ።
2 = ስግኣት ካብ ሕማም አልዛይመር ይንክይ።
3 = ብናይ ቆርበትን ጡብን ካንሰር ናይ ምትሓዝ ዕድልና ይንክይ ።
4 =ፈጸጋ ይከላከል ጥዕና ቆርበትና ይሕልወልና።
5 =ሕማም ሽኮርያ በ50% ይንክይ።
6 =ናይ ፋይበር ኣወሳሰዳና ይውስክ።
7 =ሲርሆሲስ ንዝተባህለ ናይ ጸሊም፡ከብዲ ሕማም ይከላከል፡፡
8 =ናይ ምስልቻውን ናይ ምፍዛዝ ስሚኢት ይንክይ።
9=ኢንፍላሜሽንን ይንክይ።
10=ብሕማም ፓርኪንሰንስ ናይ ምትሓዝ ዕድልና ይንክይ
Source : ዶክተር አለ