ኣብ ወጻኢ ዝተወልዱን ቋንቋ ሽወደን ብግቡእ ዘይመልኩንዜጋታት፡ ዝተሓተ ስራሕ ንምርካብ እውን ከይተረፈ ይሽገሩምህላዎም ብማእከል ቢዝነስን መጽናዕቲ ተኻዪዶም ናብኣስራሕቲ ዝተላእኩ ክልተ ዳህሳሳት ኣመልኪቶም።
“ሽወደንኛ ምንባብን ምጽሓፍን ኣብ ናእሽቱ ሽቕለት እውንከይተረፈ ኣዝዩ ኣገዳሲ እናኾነ እዩ ዝመጽእ ዘሎ” ክብል ኣብዩኒቨርሲቲ ስቶክሆልም ፕሮፌሰር ስነቚጠባ፡ ከምኡውን ሓደካብ ኣዳለውቲ እዚ መጽናዕቲ— ኦሎፍ ዳን ሩት ገሊጹ’ሎ—መሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን።