ቆልዑ ኣውሮጳ፥ ኣብ ንኡስ ዕድሜኦም ኣትሒዞም ናይ ወጻኢ ቋንቋታት ይመሃሩ ምህላዎም ን ትምህርቲ ቋንቋታት ኣውሮጳ
ኣመልኪቱ ዝወጸ ሓድሽ ጸብጻብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ኣመልኪቱ።
"ኣውሮጳውያን መለኽቲ ብዙሓት ቋንቋታት ክኾኑ ዝወጸ ፕሮጀክት ኣሎ” ክትብል ኮሚሽነር ምህዞ፡ መጽናዕቲ፡ ባህሊ፡ ትምህርቲን
መንእሰያትን ኣውሮጳዊ ሕብረት ማርያ ገብርኤል ገሊጻ።
እንተኾነ ግና፥ እቲ ተመሃሮ ብተዛማዲ ኽልተ ቋንቋታት ወጻኢ ሃገራት ኣጸቢቖም ክመልኩ ዝብል ፕሮጀክት ብዘገምታ ይኸይድ
ምህላዉ እቲ ጸብጻብ ወሲኹ ኣመልኪቱ።