ቁጠባ ሃገረ ፊንላንድ፡ ኣብዚ ዓመት’ዚ ብ 2.6% ከምዝውስኽን ኣብ ዝቕጽል ዓመት ድማ ብ 2.5% ክውስኽ ትጽቢት ከምዘሎ ሚኒስተር ፋይናንስ ፊንላንድ፡ ማቲ ቫንሃነን፡ ገሊጹ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።
ናይ ዝሓለፉ ገምጋማት፡ ቁጠባ’ታ ሃገር፡ ዘገምታዊ ዕብየት ከርኢ ምዃኑን ኣብ’ዚ ዓመት 2.5% ዕብየት ከርኢ ምዃኑን ኣብ ዝቕጽል ዓመት ድማ 2% ክውስኽ ምዃኑ ትንቢታት ከምዝነበረ ይዝከር።