ዜና ዜና ቀታሊ ደራፋይ ራፕ ኣይናር ክሳብ ሕጂ ኣይተረኽበን ተባሂሉ። Khaled Abdu October 24, 2022 ህቡብ ሽወደናዊ ደራፋይ ራፕ ኤይናር፡ ኣብ ጎደቦ ሃመርቢ ሆስታድ–ስቶክሆልም–ብመጥቃዕቲ ካብ ዝመውት ሓደ ዓመት ከም ዝሓለፎ ተገሊጹ። ንሱ ኣብ ከባቢ ደረቱ ብርክት ዝበለ ግዜ ብጥይት ተወቒዑ ኣብቲ ቦታ ከም ዝሞተ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ፖሊስ ምስቲ መጥቃዕቲ ብዝተኣሳሰር ልዕሊ 350 መርመራታት ሰባት እኳ እንተካየዱ፡ ቀታሊ ኤይናር ዛጊት ክርከብ ከም ዘይተኻእለ ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ። Continue Reading Previous: ጾታዊ ምድፋርን ቅትለትን ዝፈጸመ ሰብኣይ ን “ዕድመ ይፍታሕ” ተፈሪዱ።Next: ቀታሊ ደራፋይ ራፕ ኣይናር ክሳብ ሕጂ ኣይተረኽበን ተባሂሉ። Related Stories ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024 ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት ዜና ሓድሽ ቤተ መዘክር ጽሙማን ሄልሲንኪ ይኽፈት October 21, 2024