ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ሕግን ሕብረተሰብን ኮረና ቫይረስ ውህደት ዜና ጥዕና ሽወደን፡ ሓደ ሚልዮን ብልቃጥ ክታበት ኣወፍያ Khaled Abdu May 3, 2021 ሃገረ ሽወደን፡ ሓደ ሚልዮን ብልቃጥ፡ ፍርያት ኩባንያ ኣስትራ ዘነካ ዝኾነ ክታበት፡ ንማዕከን ኮቫክስ ከምዘወፈየት፡ ሚኒስተር፡ ፔር ኡልሶን ፍሪድ፡ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ። እዚ ንወፈያ ዝተዋህበ ብልቃጥ ክታበት፡ ልዕሊ እቲ ንሽወደን ዘድልያ ብምዃኑን ነቲ ሽወደን ወጢናቶ ዘላ መደብ ክታበት ድማ ዝጸልዎ ኣይኮነን ክብል እቲ ሚኒስተር ወሲኹ ገሊጹ። Continue Reading Previous: ህንዲ. . . ሆስፒታላት ክቱር ሕጽረት መተንፈሲ (ኦክሲጂን) የጋጥመንNext: እስራኤል. . . ኣብ በዓል ኣይሁድ፡ ዝሞቱ ዓሰርተታት ሰባት፡ ብመዓልቲ ሓዘን ይዝከሩ። Related Stories ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል ዜና ዋይት ሃውስ ብዛዕባ ዝዘረቘ ምስጢራዊ ሰነድ “ተሻቒለ” ይብል October 22, 2024 ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024