ሃገራዊ ዜና ኣህጉራዊ ዜና ዜና ዜና ዜና መጽሄት ዜና ቀዳመ ሰንበት ሽቕለት ኣልቦነት የንቈልቊል ኣሎ። Khaled Abdu October 13, 2022 ኣብ ዝሓለፈ መስከረም ኣብ ሽወደን ቊጽሪ ምዝጒባት ስራሕ ኣልቦ ሰባት 333 000 ከም ዝነበረ፡ እንተኾነ ግና እዚ ኣሃዝ ኣብዚ ሕጂ እዋን ብ 55 ሽሕ ጎዲሉ ምህላዉ፡ ኣገልግሎት ህዝባዊ ሽቕለት ሽወደን ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ኣመልኪቱ። ኣብ ሽወደን ካብ ዘሎ ጠቕላላ ናይ ሽቕለት ሓይሊ ትሕቲ 65 ዝዕድሜኦም ሰባት እቶም 6.6 % ሽቕለት ኣልቦ ምዃኖም እቲ ትካል ወሲኹ ገሊጹ’ሎ። Continue Reading Previous: ትሽዓተ ዝዕድሜኣ ህጻን ንምድፋርን ንምቕታልን ዝፈተነ ኮተቴ ንፍርዲ ቀሪቡ።Next: ኒኒስትሮ–“ኲናት ዩክሬይን ብኸመይን መኣስን ከም ዝውዳእ ምትንባይ ኣሸጋሪ እዩ”። Related Stories ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ ዜና ኣብ ጋቭለ፡ ሃልምስታድን ቫስተርስን ዝርከብ ማይ ብምባ ልዑል መጠን PFAS ኣለዎ ተባሂሉ October 22, 2024 ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024