ትማሊ ሰኑይ 14 ሰነ አብ ዝተገብረ ናይ ኤውሮፓ ዋንጫ ስዊድን ምስ ስፐይን አብ ዝገበረቶ ግጥም ባዶ ንባዶ ተፈላልያ።
አብዚ ግጥም ኤርትራዊ መቦቆል ዘለዎ አሌክሳንደር ኢሳቅ አዝዩ ዝነኣድ ጸወታ ከምዘር ኣየ ተፈሊጡ።
አብዚ ጸወታ ብሉጽ ኮይኑ ዘምሰየ ሓላው ማዕጾ ሮቢን ኦልሰን ኮይኑ ካብ ስዕረት አድሒንዋ።