ሓበሬታ ስፖርት ኣህጉራዊ ዜና ዜና ዜና ፖሎቲካ ሳድዮ ማነ “ብሉጽ ተጻዋታይ ኣፍሪቃ 2019” ተሰይሙ፣ Khaled Abdu January 7, 2020 ምስ ሊቨርፑል ኮይኑ ጽቡቅ ናይ ጸወታ ግዜ፡ዘሕልፍ ዘሎ ሰኔጋላዊ ሳዶ ማነ፡ንወዲ ጋንቱ ግብጻዊ ማሓመድ ሳላሕን፡ን ኣልጀራዊ ማህረዝ ኣኸቲሉ በሊጹ ዝበለጸ ተጻዋታይ ኣፍሪቃ ተባሂሉ ተሸሊሙ።ማነ ኣብ ሽልማት ቦሎን`ዶር መበል ራብዓይ ደረጃ ከም ዝሓዘ ይዝከር። Continue Reading Previous: ዘይፈልሐ ጸባ ንጥዕና ጠቓሚ ድዩ ጎዳኢ?Next: ሽወደን ክሳብ ቀጻሊ ሓበሬታ ዝወሃብ ሓይልታታ ኣብ ዒራቕ ክጸንሑ ምዃኖም ትገልጽ። Related Stories ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024 ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ ዜና ሓገዝ ዝጸዓና መካይን ናብ ሰሜናዊ ቓዛ ይበጽሓ October 21, 2024