ሃገራዊ ዜና ሓበሬታ ሕግን ሕብረተሰብን ዜና ዜና ፖሎቲካ ሰልፊታት ጸጋምን ስቫርያ ዴሞክራትን ሽወደን ዝበዝሐ ፖለቲካዊ ሸፈነን ጸብጻብን ይረኽባ ምህላወን ተገሊጹ። Khaled Abdu January 29, 2020 ሰልፊታት ጸጋምን ስቫርያ ዴሞክራትን ዝበዝሐ ፖለቲካዊ ሸፈነን ጸብጻብን ይረኽባ ምህላወን ሓድሽ ዳህሳስ ኣመልኪቱ። እዘን ኣብ ክልተ ጫፋት ዝርከባ ሰልፊታት ዝተዋህበን ናይ ሚድያ ሸፈነ ዝበዝሐ ኣዎንታዊ ምዃኑ ፖልስተር ሲፍክ ንሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ቃል ሓቢሩ’ሎ። እዚ ዳህሳስ ኣብ ወርሓት ጥቅምትን ታሕሳስን ንዝነበረ ጸብጻብ ብቐንዱ ዝምልከት እዩ ተባሂሉ’ሎ። Continue Reading Previous: ኲባንያ መፍረ መካይን ቮልቮ ሰራሕተኛታቱ ካብ መገሻ ቻይና ይኽልክል።Next: ክፍሊ ጸጥታ ሽወደን (SÄPO)፡ ንናዚ ሽወደንን ናይ ሩስያ ግብረ ሽበራውያን ውድባት ቀንዲ ኣራኻቢ ዝኾነ ዜጋ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእትዩ። Related Stories ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ ዜና ጡረታ እቶት ኣብ 2025 ብኣርባዕተ ሚእታዊት ክውስኽ እዩ October 22, 2024 ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ ዜና ሳፖ፡ ግብረሽበራ እንታይ ምዃኑ ዝገልጽ መስመራት ድብዝዝ እዩ October 22, 2024 ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ ሃገራዊ ዜና ዜና ጋዜጠኛ ሬድዮ ሽወደን ነበር ኣብ ሶማልያ ብጥይት ተቐቲላ October 22, 2024