ኣብያተ ፍርዲ ሽወደን፡ ነቶም ምስ 15-17 ዝዕድሜአን ንኡሳን ደቀንስትዮ ጾታዊ ርክብ ብገንዘብ ዝገዝኡ ሰባት፡ ትርር ዝበለ ፍርዲ ይህቡ ዘይምህላዎም ተገሊጹ ክብል መንግስታዊ ኤጀንሲ ምክልኻል ገበን “ብራ” ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ኣመልኪቱ።
ኣብዚ ጒዳያት እንርእዮ ነገር እንተሎ፡ ነዚ ነገር ዘጋድዱ ነገራት ምህላዎም ኮይኑ፡ ጽንክር ዝበለ ፍርዲ ከይወሃብ ምኽንያት ዝኾነ ግና እዚ ኲነታት ኣይኮነን ” ክትብል ኣካያዲ ፕሮጀክት ብራ ሊና ፍሸልካርድ ገሊጻ’ላ።